ስራሕ ኣብ ምድላይ ሓግዝ ትደልዩዶ ?
ስራሕ አብ ምርካብ ይኹን ሞያውን አካዳሚያውን ትምህርቲ ንምጅምራን ምቕጻልን ብ ናይ ነዊሕ ተሞክሮ ዘለዎም ሰራሕተኛታትና ብቑዕ ሓገዝ ከም እትረኽቡ ንሕብር፡፡ ብተወሳኺ ቋንቋ ሽወደን ብዝቐለለን ዝሓጸረን አገባብ ንኽትመልክዎ ንሕግዝ፡፡ ምስ ወሃብቲ ስራሕ በቲ ንነዊሕ ኣዋን ዘጥረናዮ ዝምድና ተሞርኪሶም ሰራሕተኛታት ኣብ ሙቕጻር ስለዝውከሱና ተጠቀምቲ ናይ ርክባትና ክትኮኑ ትኽእሉ ።
 
ርክብ ምስ መራከቢ ስራሕ (Din handläggare på arbetsförmedlingen) ኣገልግሎትና ንምርካብ ንናትኩም መራኸቢ ስራሕ አዚ ዝስዕብ ቁጽሪ ምሃብ ይከኣል

ንዝያዳ ሓበረታ በዚ ዝስዕብ ቁጽሪ ስልኪ ደውሉልና : ወይ ክኣ ኣብዚ ኣብ ታሕቲ ተጠቂሱ ዘሎ ኢ-መይል ክትውከሱና ትክእሉ።